Kemal Bushra Kemal Bushra
  • ካብዚ ጀምሩ
  • ብዛዕባይ
  • ብሎግ
  • ናይ ሞያ ስልጠና
    • መደብ ስራሕ ምድላይ
  • ኩሎም ኮርሳት
  • ቪድዮታት
  • ርኸቡና
  • Shop
    • Cart
    • Checkout
  • English
  • English
  • About US
  • Career Training
  • Blog
  • Shop
  • Contact US
  • ካብዚ ጀምሩ
  • ብዛዕባይ
  • ብሎግ
  • ናይ ሞያ ስልጠና
    • መደብ ስራሕ ምድላይ
  • ኩሎም ኮርሳት
  • ቪድዮታት
  • ርኸቡና
  • Shop
    • Cart
    • Checkout
  • English
  • English
  • About US
  • Career Training
  • Blog
  • Shop
  • Contact US

ገዛ

[rev_slider alias=”home-page”]
schedule-image-

ንናይ ነጻ ምኽሪ ቆጸሮ ሓዝ

ኣብ ስራሕ ምድላይ እንታይ ዓይነት ብድሆታት የጋጥመካ/ኪ ከምዘሎ ንምዝርራብ ንናይ 30 ደቂቕ ነጻ ምኽሪ ቆጸራ ግበር/ሪ ::

ኣብዚ ጠውቕ

ሰላማት ከማል’የ!


ኮርስ ውሰድ

ስለምንታይ ናይ ህይወትን ሞያን ስልጠና ?

ሕጉስ ምኻን

ናይ ሞያ ሊቃውንቲ ከም ዘረጋገጽዎ: ወዲ ሰብ ኣብ ዝፈትዎን ዝምስጦን ሞያ እንተድኣ ተዋፊሩ ብቐጻሊ ሕጉስ ይኸዉን:: ስለዚ ክብርታትካ ኣለሊኻ ፍለጥ: ህይወትካ ምስኦም አዛምዶ::

ዝተማልአ ዕቑር ዓቕሚ

ኩሉ ወድሰብ ዕቑር ዓቕሚ ኣለዎ:: እቲ ዝገርም ግን ብዙሓት ሰባት ዝተዋህቦም ዕቑር ዓቕሚ ኣይጥቀምሉን :: ስለዚ መሰናኽላት ሰዓሮም ዕላማታትካ ህረሞ::

ለውጥታት ግበር

መብዛሕቱ ሰብ ለውጢ ዘየምጽእ ስለ ዝፈርህ እዩ:: እንፈትዎን እንሓልሞን ሞያ ንምርካብ ናብ ኣተሓሳስባን ኣረኣእያን ለውጢ ግንገብር ይግባእ ስለዚ ፍርህታትካ ሰዓሮም:: ሞያኻን ልማድካን ለውጥ::

ሚዛን ምርካብ

ሓደ ካብቲ ናይ ደቂ ሰባት ምኽንያት ናይ ምርባሽን ዘይሕጉስ መነባብሮ: ኣብ ህይወቶም ሚዛን ስለዘይብሎም እዩ:: ስለዚ ኣስተንፍስ ተዛነይ ከምእውን ምስ ዓለምካ ዕጉብ ኩን::

Copyright by Kemal Bushra LTD 2020 | መሰል ደራሲ 2020 ብከማል ቡሽራ ዝተሓለወ እዩ