ንመጻኢ ብድሆ ተዳሎ

ኣብ ዘይናትካ ስራሕ ሓንቲ መዓልቲ ‘ውን ኣይተጥፍእ

ኣብ ስራሕካ ብቐጻሊ ብዳሄ እንተዘይተሰሚዑካ እንታይ ትገብር ? ሓደ ግዜ ብርሃን ትርኢት ዝመስል ዝነበረ ስራሕ ሕጂ ግን ኣሰልቻዊ እንተኾይኑ እንታይ ትገብር? ካብዚ ዓይነት ስራሕ ንምውጻእ ከሉ መዓልቲ ከምእትሓስብ ይርዳኣኒ እዩ:: ምኽንያቱ ኣብ ከምኡ ኩነታት ስለዝነበርኩ::  ነዊሕ ግዜ ጸኒሐ ምክንያቱ መዋጽእቲ ዝለዝሰኣንኩ:: ብርግጽ ካብ  ስራሕ ቆጸርቲ ብዙሓት ቃለ-መጠይቕ ይረክብ ነይረ : ግን ዝረብሕ ስራሕ ኣይነበረን :: ብዙሓት ከምናተይ ኩነታት ዘጋጥመኩም ከም ዘሎ ኣይስሕትን እየ:: እዚ ስለዝኾነ እየ ድማ ናይ ሞያ ኣሰልጣኒ ምኻን ዝወሰንኩ:: ምኽንያቱ  ክንዲ‘ቲ ኣነ ዘጥፋእክዎ ግዜን ተዓብን ከተጥፍኡ ስለ ዘይደልየኩም ጥራሕ እዩ :: ብዙሓት ዓማዊለይ ኣብ ተመሳሳሊ ኩነታት ነይሮም ሕጂ ግን ኣረኣእዮምን ድርኺ  ቶምን ድሕሪ ምቕያር ዝፈትውዎን ዝሓልምዎን ሞያታት ረኺቦም :: ንስኻ ወይ ንስኺ’ዉን ተመሳሳሊ ውጽኢት ዘይትረኽብሉ ምኽንያት የለን :: ዝወሃበካ ስልጠና ብግቡእ እንተደኣ ተኸታቲልካዮም::  ነዚ ንኽትፍጽም ድልው እንተድኣ ኮንካ መልእኽቲ ጸሓፈለይ:: ገለ ካብቲ ዝድርኸካ ናይ ዓወት ታሪኽ: እትፈትዎን እትሓልሞን ሞያ ንምርካብ ክሕግዙካ እዮም::

ተግባራዊ ስልጠና – ንናይ ሓቀኛ ለውጢ!

ገደብ ዘይብለ ሓገዝ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት – ውሕስነት ዘለዎ ምምሃር
!

ገደብ ዘይብሉ ሓገዝ ብዛዕባ ዝተዓደጉ ኮርሳት ሕቶታት እንደኣ ሃልዩኩም!

ዕግበትኩም ውሕስነት ዘለዎ ኮይኑ: እንተዘይዓጊብኩም ብዝከኣለና ፍታሕ ክትረኽቡ ኢኹም ::

ናይ ሞያኻ ሕልሚ

ንምርካብ ድልየት

እንተደኣሃልዩካ

ንሕና ኣብ

ኣገልግሎትካ/ኪ ኢና ንርከብ ! 


1:1 ስልጠና